Thursday, March 15, 2012

BREAKING NEWS:ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ሓቢሮም።

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሎሚ ሓሙስ 15 መጋቢት 2012 ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ፡ ኣሾሼትድ ፕረስ፡ ዋሺንግተን ፖስት ዝርከቡዎም ኣህጉራውያን ማዕከና ዜና ንኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሺመልስ ከማል ብምጥቃስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ኢትዮጵያ ነዚ መጥቃዕቲ ‘ዚ ዝወሰደት፡ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ተቓወምቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ስለዝፈጸሙ ምዃኑ ኣፈኛ ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ‘ውን ጠቒሶም። ኣብ ዝሓለለፈ ወርሒ ለካቲት ‘ውን፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ተጠቒሱ እዩ። ድሕሪ ‘ቲ ፍጼሜ’ቲ፡ ኣብ ከባቢ ጸሮና (ወረዳ ኣኽራን) ዝርከባ ክሳብቲ እዋን’ቲ ብኤርትራ ክመሓደራ ዝጸንሓ ዓድታት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ከምዝርከባን ህዝቢ ናይቲ ከባቢ ብኢትዮጵያ ይመሓደር ከምዘሎን ‘ውን ተረጋጊጹ። ኣብቲ እዋን’ቲ ነቲ ፍጻሜ ክልቲኦም ወገናት ብማዕከናት ዜናኦም ኣይተዛረቡሉን። እዚ ሎሚ ብኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ዝዝረበሉዘሎ ሓዱሽ ናይ ውግእ ኩነታት ‘ውን ክሳብ ‘ዛ ሰዓት ‘ዚኣ ኣብ ዘቤታዊ ማዕከናት ዜና ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዘይጠቐሱዎ ኣስተብሂልና ኣለና።

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንውሽጢ ኤርትራ ክሳብ 18 ኪሎሜተር ብምእታው፡ ራሚድ፡ ገለህቤና፡ ጊቢና፡ ኣብ ዝብሃሉ ስርዓት ህግደፍ ከም መዐለሚ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝጥቀመሉም ዝነበረ ሰለስተ ቦታታት መጥቃዕቲ ከምዝወሰደ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሎሚ 15 መጋቢት ዝተኻየደ ውግእ ዝቖሰሉን ዝተማረኹን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዘለዉ ብምጥቃስ ከኣ፡ ስርዓት ህግደፍ ተግባራቱ እንተዘይተቖጢቡ ቀጻሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ምዃኑ ‘ውን ኣጠንቂቑ።
ነቲ መጥቃዕቲ ከም ሕነ ናይቲ ብስርዓት ህግደፍ ዝዕለሙን ዝድገፉን ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ውሽጢ እትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት በጻሕቲ ዘውረዱዎ ጉድኣት ምዃኑ እቲ መግለጺ ብተወሳኺ ኣውኪኡ።
ብኻልእ ወገን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገን መረብ ክሳብ ቢንቢና ከምዝበጽሐ፡ ብወገን ቡረ (ከባቢ ዓሰብ) ውግእ ከም ዝተኻየደ፡ ኣብ ከባቢ ኡምሓጀር ንዝነበረ መዐለሚ መዓስከር ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብነፈርቲ ከምዝተጠቕዐ ‘ውን ሓበሬታ ኣሎ።


Ethiopian forces have launched a military assault on positions inside Eritrea, Ethiopian officials have said.
Ethiopia attacked because Eritrea was training "subversive groups" to carry out attacks inside Ethiopia, a government spokesman said. A number of people were killed and others captured when three camps were attacked, a defence official said. Eritrea has not yet commented. The two countries fought a border war from 1998 to 2000. Despite signing a peace treaty, tensions between the two countries have remained high ever since. However, Thursday's dawn raid is the first attack by Ethiopian troops inside Eritrean territory since the end of the war, in which some 80,000 people died. The United States has called on both countries to "exercise restraint and to avoid any further military action".'More attacks' In recent weeks Addis Ababa has accused Eritrea of backing Ethiopian rebels who staged a January raid in the northern Afar region that killed five Western tourists. Two German nationals were taken hostage during that attack - there has been no official word of their condition since. Ethiopian government spokesman Shimeles Kemal said the army units involved had returned to camp after "successfully completing" their mission.
He claimed Eritrea is harbouring "hit-and-run terrorists", and he warned of further possible operations.
"As long as Eritrea remains a launching pad for attacks against Ethiopia, similar measures will continue to be taken," he said. Ethiopia is also engaged in military operations in neighbouring Somalia, where it is fighting the Islamist al-Shabab group. Eritrea denies accusations that it backs al-Shabab. Eritrea was a province of Ethiopia until 1993, when it won independence after a 30-year guerrilla war.
http://www.bbc.co.uk/news/world-africa-17386161

Wednesday, March 14, 2012

ትንታነታት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሓመድ ኣዳም ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን መልስታቱን

ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ።
ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ እቲ ከም ጣኦት ዘምልኹዎ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ቃል’ውን ትኹን በጨቕ ስለዘየበለ ከዳምቑዎ ዝኽእሉ ዕድል ኣይረኸቡን። ክንድዝኾነ ከምቲ ንሱ ግብሩ ፈሊጡ ጥርቅም ዝበለ ዓቕሊ ጌሮም ጊዜ ክጽበዩ እቲ ምቕላሕ ዝለመደ ህንጥዩነቶም ኣየኽኣሎምን።

ቀጺልና እንበኣር ባዕላዊ ትንታንኦም ምስ ክውንነታዊ መልሲ ንመልከት።
ናይዝጊ ክፍሉ ሬስኡ ሓመድ ኤርትራ ዝተነፍገሉ ምኽንያት ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ 2010 ዓ.ም ምስ ስለያ ዓዲ እንግሊዝ ተሰማሚዑ ንፕሬሲደንት ኢሳያስ ንምቕታል ውዲት ብምግባር ዕጡቓት እንግሊዛውያን ኣብ ማያት ኤርትራ ስለዘእተወን ኣብ ወደብ ባጽዕ ስለዝሰለየን እዩ። እዚ እከይ ተግባር ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራን መራሒኣን ክፍጽም ዝሓለነ ሰብ መሬትና ንሬስኡ ትቕበለሉ ምኽንያት የለን። ኢሳያስ ንሕሉፍ ገድላዊ ኣበርክቶ መዋቲ ኣብ ግምት የእትዩ እዩ ሸለል ኢልዎ እንበር ብሂወቱ ከሎ ካብ ለንደን ኣንጠልጢሉ ዓዲ ብምእታው ፍርዱ ምሃቦ ኔይሩ።
እቶም እንግሊዛውያን ካብ ዕለት 7 ሰነ 2010 ስጋብ 14 ታሕሳስ 2010 መዛረቢ ኮይኖም ዝነበሩ፣ ሽድሽተ ወርሒ ዝኣክል ብዘይ ፍቃድ ኣብ ግዝኣት ማያት ኤርትራ ኣቲኹም ተባሂሎም ብዘይ ፍርዲ ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽናሕ ብናጻ ተለቒቖም። ንሶም ዝሓተትዎ ይቕሬታ ኣይነበረን። ገበነኛታት ኢኹም ኢሉ ዝበየነሎም ቤት ፍርዲ ውን የለን። ስለዚ እዞም ፐረዚደንት ክቕትሉ መጺኦም ዝተብሃሉ ብዘይ ቅድመ ኩነት ካብ ዝልቐቁ እቲ ተሓባቢሩዎም ዝበሃል ዘሎ መዋቲ ደኣ ኣበይ እዩ እቲ ገበኑ? ብልክዕ እቲ ምኽንያት ከምኡ እንተኾይኑ’ኸ ሽዑኡ ጉዳይ እዞም እንግሊዛውያን ኣዘራራቢ ኮይኑሉ ኣብዝነበረ ጊዜ ስም ነብስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ከምተሓባባሪ ናይ ሽበራ ዘይተጠቕሰሉ ምኽንያት እንታይ ኔሩ? ሕጂኸ መልሓስ ህ.ግ.ደ.ፍ ሓጺራ ድያ ባዕሎም እዞም ደገፍቲ ህውቱት ትንታነ ዘቕርቡ ዘለው።
2. ናይዝጊ ክፍሉ ናይ እዋን ቃልስን ድሕሪ ናጽነትን ዝፈልጦ ኣገዳሲ ምስጢር ንCIA ኣህሊፍ ሂቡ። ኣብ ባህሊ ህዝባዊ ግንባር ምስጢር ምውጻእ እቲ ዝኸበደ ገበን እዩ። ኣሽንባይ ምስጢራዊ ኣስራርሓ ንጸላኢ ምሕባር መስዋእቲ ናይ ሓውኻ ወይ ናይ ዓርክኻ እንዳፈለጥካ ንዝኾነ መቕርብ ወይ ፈታዊ ምንጋር ነውሪ እዩ። ናይዝጊ ክፍሉ ዝኣክል ምስ ኩሉ ዝነበሮ ከቢድ መዝነት ከምዚ ዓይነት ገበን ክፍጽም ባህሊ ኤርትራዊ ኣይኮነን። ስለዚ ክንድዚ ዝርዝነቱ ክሕደት ፈጺሙ ተመሊሱ ሬስኡ ናብ ከርሲ’ዞም ጀጋኑ ዝሓቆፈት መሬት ክኣትው ጽቡቕ ኣይኮነን። ብዓቢኡ መንግስትና እኳ ክፋኡ ካብ ምግላጽ ሰቲሩዎ ኣሎ።
እዚ ዜጋ’ዚ ምስጢር ናብ CIA ከምዘሕለፈ እንታይ መረጋገጺ ኣሎ? ናይዝጊ ብዘይካ’ ቲ ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዝፈጸሙዎ ገበን ካልእ ዝፈልጦ ምስጢር ኣይነበረን። ስለዚ ንሱ ንባዕሉ ካብ ተሓታትነት ዘይድሕነሉ እንታይ ንምኽሳብ እዩ ኣሕሊፍ ዝህብ? በዚ ጉዳይ እዚ ፕረዚደንት ኢሳያስ ንባዕሉ’ ውን ተሓታቲ እዩ’ ሞ ንዑዑ ዘወድስን ዝከላኸልን እንታይ ኣለኩም? መዋቲ ከምዚ ትብልዎ ዝርዝነቱ ሃገራዊ ክሕደት ዝፈጸመ እንተኾይኑ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ እንታይ ከዋጥዩ ናብ እንዳ መዋቲ በጺሖምን ወጻእታት ናይ ቀብሩ መንግስቲ ሓላፍነት ከምዝስከም ገሊጾም? መልስኹም ስለዘይፈለጡ እዩ እንተኾይኑ ንስኹም ልዕሊኦም ክትፈልጡን ክትንትኑን ኣይትኽእሉን ኢኹም። ስጋብ ኣብ ነብስኹም ዝበጽሓኩም ጥራሕ ተጸበዩ።

ናብ ቦታ ሓዘን ከይዶም ንስድራቤት ነፍስሄር ናይዝጊ ጽንዓት ይሃብኩም ዝበሉን ናይ ቀበሪ ወጻኢ ክንሽፍን ዝበሉን ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ
3. ናይዝጊ ክፍሉ ብዳሬክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩም ተኸሲሱ፣ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ መንበሪ ገዝኡ ምስ ፈተሽዎ ቁጽሩ ዘይተፈልጠ ብዙሕ ጥረ ገንዘብ ተረኺብዎ። እዚ ገንዘብ እዚ ብናይ ስልጣን ብልሽውና ዝኣከቦ እዩ። ሰብ ንምክልኻል ሃገር ህይወታ እንዳበጀወት፣ ብዘይ ደሞዝ ንዳግመ ህንጻ ረሃጻ እንዳፍሰሰት ከላ መንግስትን ህዝብን ዘንበረልካ እምነት ኣጉዲልካ ዘይተኣደነ ገንዘብ ዘሪፍካ ኣብ ዓዲ ጓና ካብ ምሕባእ ዝዓቢ ክሕደት ሰማእታት የሎን። ንከምዚኣቶም ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ምቕባር ማለት ንኽብሪ እቲ ቅዱስ ቦታ ምምርሳሕ እዩ ይብሉ።
እቲ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መንበሪ ገዛ ነብስሄር ዝረኸቡዎ ገንዘብ ናይ መን ምዃኑን ብኸመይ ከምዝመጸን ክንደይ ምዃኑን ትፈልጡዎ ኣለኩም ድዩ? ባዕሉ ሊቀ ኣጋንንቲ ኢሳያስ ኣስኒቑ ዝሰደዶ እንተኾነ’ ኸ? ከመይ ኢሉ ኣብ ኩሉ ጉዳያት ኢሳያስ ብጹዕ ካልእ ግን ዘይቕኑዕ ዝኸውን? ንምዃኑ ኣብ መሰጋገሪ ሕጊ ኤርትራ ዋላ’ውን ዝኸበደ ገበን ዝፈጸመ ሰብ ሬስኡ ናብ ሃገር ከይኣቱ ዝኽልክል ወይ ኣብ ኤርትራ ከይቅበር ዝእግድ ወይ ፕረዚደንት ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ኣብ ዝደለዮ እዋን ክወስድ ዘፍቅድ ዓንቀጽ ኣሎድ’ዩ?
4. ናይዝጊ ክፍሉ መልሓሱ ዒደር እያ። ንፕረዚደንት ኢሳያስ ፈርዖን ዝብል ሳጓ ኣውጺእሉ። ካብኡ ሰጊሩ’ውን ቅድመይ ሞይቱ እንተዝርእይ ኢሉ ይዛረብ ኔሩ። ስለዚ እዚ ሰብ’ ዚ ደላይ ሕማቕ መራሒ ሃገር ካብ ዝኾነ፣ ክፋእ ሃገርን ህዝብን ክርእይ ካብ ተመነየ፣ ሬስኡ ነተኣናግደሉ ምኽንያት የለን። ብቀደሙ’ውን መራሒና ከም ጠባዩ እዩ ዝሕዞ ነይሩ እንበር ካብ ዝሰርሖ ዘበላሽዎ እዩ ዝበዝሕ ኔሩ።

መልሓስ ነብስሄር ዋላ ዓንዴር ትኹን ሕጂ ዝትቐየረት ዘይኮነት መፋጥርቱ እያ። ንኢሳያስ ጥራሕ ኣይኮነን ፈርዖን ዘጠመቖ። ነቶም ዲሞክራስያውያን ባእታታት ኣብ 1973 ዓ.ም. ንለውጢ ዝተንቀሳቀሱ’ ውን መንካዕ ዝብል ስያመ ዘጥበቐሎም ንሱ እዩ። ሽዑዑ ግን ዘይ ስሞም ኣይትሃቦም ዝበሎ ዋላ ሓደ የለን። ኣብ ሞት በጺሕካ ወለዲ ጥራሕ እዮም ምስ ሸምገሉ ንደቖም ቅድሜኹም ይግበረኒ ዝብሉ እንበር፡ እሱኹም ደገፍቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ’ውን ቅድሚ ኢሳያስ ክትመቱ ኣይትደልዩን ኢኹም። ስለዚ መዋቲ ኤህ ኢሉ ዝረገመሉ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ከይፈለጥኩምን ምባሉን ዘይምባሉን ከየረጋገጽኩም ንነብስሄር ሕማቕ ህዝብን ሃገርን ክርኢ ዝትምነ ዝነበረ ሰብ እዩ ኢልኩም ክትውንጅልዎን ኩነኔ ቀብሪ ዓደቦ ምኹንይ ክትገብሩ ናይ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ተግባር ኣይኮነን።
ሕጂ ንመዋቲ ካብ ዝሰርሖ ዘበላሽዎ ይበዝሕ ነይሩ ክትብሉ እንተኮንኩም እቲ ናይ ስራሕ መዝነት ባዕሉ ኢሳያስ እዩ ዝህቦ ነይሩ። ስለዚ ናይዝጊ የበላሽው እንተኔሩ በቲ ብልሽውና ቀዳማይ ተሓታቲ ባዕሉ ኢሳያስ እዩ። ንጉስ ሃይለስላሰ ንሬሳ ካብ ማኪንኦም ወሪዶም ደው ኢሎም የሕልፍዎ ምንባሮም እዩ ዝዝንተው። ጽላለ ኢሳያስ ግን ብገዛእ ስልጣኑ ንመዋቲ ኣብ መድሓንቱ ዝተቐብረላ መሬቱ ከይዓርፍ ከልኪልዎ ንርእይ ኣለና።
5. ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ደኣ ከመይ ኢሉ ንኤርትራ ክኣትው? ምኽንያቱ ብኣፍ መንግስተይ እንዳበለ ብምስጢር ምስ ተቓወምቲ ውድባት ይራኸብ ኔሩ እንድዩ። መንግስትና ወግዓዊ መግለጺ ምግባር ኣየድልዮን እዩ። ምኽንያቱ ንኸምዚኦም መገዲ ጥፍኣት ዝመረጹ ሓተላ ጊዚኡ ዘባኽነሉ እዋን ኣይኮነን።
ሓደ ካብ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ኣቶ መስፍን ሓጎስ ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ንመደብ ትግርኛ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠየቅ ነፍስሄር ናይዝጊ ምስተቓወምቲ ውድባት ርክብ ከምዘይነበሮ መስኪርሉ እዩ። ብሓቂ ምስንርእዮ’ ውን ብኸቢድ ሓሚሙ ዓራት ካብ ዝሕዝ ውሑድ ኣይገበረን። ስለዚ ልዕሊ እቶም ካብ ነዊሕ ዝፈልጡዎ ኮንኩም ባዕላዊ ትንታነኹም ብምሃብ ንዕብዳን መራሒኹም ምኹንይ ንምግባር ንመዋቲ ዘይታሪኹ ኣይትሰልሙዎ።
ጽንዓት ይሃባ ወ/ሮ ሓረጉ ብዓልቲ ቤት ነብስሄር ናይዝጊ ክፍሉ። ብመሰረት ለበውኡ ኣብ መሬት ዓደብኡ ክትቀብሮ ሳላ ዝጸንዕት ዕብዳን ኢሳያስ ተቓሊዑ እንበር ንሳ’ውን ካብ ሰብ ስለዝተወልደት ናብ ዓደቡኣ ወሲዳ ብኽብሪ ሓመድ ኣዳም መልበሰቶ ወይ’ ውን መለሳ ሓመድ የብሉን ኢላ ተስፋ ብምቁራጽ ኣብ ዘለዎ ዓዲ ምቐበረቶ’ ሞ ጊዜ ምስተለወጠ ኣስክሬኑ ኣልዒላ ብምውሳድ ለበዋኣ ብምፍጻም ሕልናኣ መቕሰነት።
እዚ ወቅቲ’ዚ ፕረዚደንት ኢሳያስ ጥዑይ ኣእምሮ ከምዘይብሉ ዘመስከረሉ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ብዙሓት ሰዓብቱ ዝጸየኑሉ እዋን እዩ። እቶም ተሪፎም ዘለው በሃማት ሽሕኳ ጊዜ እንተገደፎም ኣብ ነብሶም ምስበጽሖም ግን ጣዕስኦም ዘይተርፍ እዩ።
ኣብ መወዳእታ ከነረጋግጾ ንደሊ፣ ናይዝጊ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዕቑባ ኣይሓተተን። ብምኽንያት ስድርኡ መንበሪ ወረቐት ኔሩዎ እዩ።

ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ
ለንደን፣ ዓዲ እንግሊዝ
14 መጋቢት 2011

Breaking News..Rubansaba: 03-13-2012..Israel and Qatar mediate between Eritrean and Ethiopia ..some representatives of both countries arrived in Germany

Rubansaba 03-14-2102 : Different sources this week have confirmed that the Eritrean government and the Ethiopian government are going to have preliminary meeting in Germany on March the 20th, already some representatives of both countries arrived in Germany. The mediating that is Israel and Qatar shuffled to both Eritrea and Ethiopia a five point plan:
1. Qatar will lease the Eritrean port of “Assab” for 20 years and Ethiopia will use the port.
2. Ethiopia will be committed to demarcate the border, restore “Bademe” to Eritrea, and
    withdraw its troops.
3. Both countries work to normalize the social relations between them.
4. Both countries work on normalizing diplomatic and political relations.
5. People affected by the 1998-2000 war to be compensated with the help of donors.At this time, the Eritrean ruling party “PFDJ” is clearing the way for the negotiation by reshuffling its ministers, administrators, diplomats and military leaders, which is believed to enable the government to get rid of any official who may potentially oppose the above negotiation.
Tour of Algeria: the Eritrean Natnael Berhane won the 2012 edition

Cycling Tour of Algeria: the Eritrean Natnael Berhane won the 2012 edition, won the fifth stage Laagab
The Eritrean Berhane Natnael Teweldemedhin won on Wednesday in Oran,Algeria to the cycling Tour 2012, including the fifth and final step is returned to the Algerian Petroleum Azzedine Laagab of GS.
Contested over a distance of 140 km, the fifth step was removed by tanker Laagabin 3h 26 min 12 sec before the Latvian Andris Smirnovs (3h 26 min 28 sec) and the Spaniard Joaquin Sobrino (Cycling Tableware / Greece), exactly the same timeand keeps the green jersey of best sprinter.
The winner of the day in fifth step, Azzedine Laâgab, had immediately expressed his delight at this success.

Tuesday, March 13, 2012

Tour of Algeria 2012


Natnael Berhane stage 4 cycling Tour of Algeria 2012 Top spot overall yellow jersey

A day before the fifth and final tour stop in Algeria in 2012 to be held on Wednesday, the new yellow jersey, returns in this Natnael Berhane maintains itsearned third place at the 4th stage and its ambition to retain its top spot overall.

Tesfom Okubamariam wins fourth stage cycling Tour of Algeria 2012

Eritrean rider Tefsom Okubamariam Issak Tuesday won the fourth stage of the Cycling Tour of Algeria 2012, run between the city center of Oran and Mount Santa Cruz, over a distance of 138km. Tefsom Okubamariam Issak finished in 3 hours 27 min 38 sec, followed by Algeria’s Hichem Chaabane (Sovac Velo Club) in 3:27.42 and Eritrean Natnael Berhane Teweldemedhin.
Tour of Algeria 2012 stage 3
By: Mohamed Kerm
While everyone was waiting for the fourth leg of the tour to see a change in the overall standings, the third component of the 2012 round of Algeria has surprised many. And for good reason, the fans of cycling Algerian, gathered en masse along the route, attended the wake of some riders and confirmation of many others.
The Moroccan national team was the first to distinguish itself by chaining the breakaways. However, these attempts to break away from the lead pack were unsuccessful and Moroccan runners were caught after a dozen kilometers.
The turning point of this event was held at 28 km, with a breakaway orchestrated by a group of seven riders, headed by the winner of the day. The platoon is then divided into several parts and the yellow jersey group, Lars Anderson, has been distanced by more than five minutes.
If the first part of the race was dominated by the Moroccans, headed by Adel Reda, who won the first point in Ain Timouchent sprint, and the point GPM (Grand Prize of the mountain). The second saw the supremacy of the Greek team of "SP Tableware cycling 'which succeeded in placing three of those runners on second points sprint.
The end of the race was marked by a new breakaway of five riders that went to completion, with final victory in the sprint Berhane.
"I am very happy with my victory because it is the ambition of any runner in this round to win a stage. The race was very long, but I'm hooked on the breakaway from the beginning that's what allowed me to finish and fight to the finish. On tomorrow's stage I can not say we'll see you at the end of the race, "we said Natnael Berhane.
Concerning the participation of Algeria, it was a level just average, given the lack of competition displayed by cooking our runners. Hannachi came back with the pack, Laageb few minutes later. For its part, Youcef Reguigui, very weakened by his knee injury during his fall the previous day, almost gave up at 118 km. It came far behind.

The fourth and penultimate stage of the tour, where everything will play for victory according to experts, will take place in Oran, between downtown and Santa Cruz on a path estimated at 138 km. The race will start at 11am in downtown El Bahia to join the Roman theater of Santa Cruz.

The penultimate stage of the tour will be marked by two points sprints. The first is at kilometer 60 to Douar Mesaid and the second 106 kilometer range Bousfar.There will also be a point GPM (Grand Prize of the mountain, ed) at km 80 in Ain El Kerma. The participants will end the event with another pass unrecognized that of Santa Cruz ranked second category.

"It was a very open stage, we saw a large Spanish with Joaquin Berhane who made a big race. What impressed me is the readiness of these two athletes were up to (...) For the race tomorrow ca will not play on details, it's going to be played between the two contenders including Berhane and Joaquin. On the neck of Santa Cruz there will be failures and gaps, I think the Eritrean will hit a good shot "has estimated the national technical director, Driss Haouas.

Natnael Berhane wins third stage cycling Tour of Algeria 2012
The third stage of the Tour of Algeria cycling, sailed on Monday between Oran and Sidi Bel Abbes, was won by the rider of the national team of Eritrea, Natnael Teweldemedhin Berhane. African champion in title, the Eritrean traveled the 167 kilometers in 4h 11m and 35 seconds. Below him on the finish line the Spanish Joaquin Sobrino of the Greek team "SP Tableware cycling" and the Dane Wilsen Cord Magnus of "Team Concordia." After two stages, Lars Anderson is no longer young jersey, he was dethroned by Joaquin Sobrino.